Seraphim of Sarov
ናብ ፍቱዋት ይሕዋት እንቓፅ ደሓን መጻኩም ናብዚ ውብ ሳይትናን ስድራዊ በተክርስቲያን ኒሕና ካብ ዝተፈላለዩ ዝጋታትን ሃገራትን ባህልን ኢና ብሕብርት ናይ ሩሲያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ሞስኮ ፓትሪያርክ ኣብ ኩበርግ ኢና ንኣምላክ ነመስግን ንጏይና ኢየሱስ ኣይሁዳዊ ውይ ግሪካዉ የለን ኒሕና ብጏይታናን እየሱስ ክርስቶስ መንገደኛ ታትን ንመንፈስ ቅዱስን ሞክታልን ኢዩ ዘሐጉሰናን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን!"

በተክርስቲያና ካብ ሰፃት 9 ናይ ንግሆ ክሳብ ሰፃት 7 ናይ ምሽት መፃልታዊ ኩፊት ኢዩ ኣብ ጏደና ልዯፗልድ 15ቁጽሪ ገዛ 96450 ኩበርግ ይርከብ


ብትወሳኪ ምዱብ ናይ በተክርስቲያን ኣገልግሎትን ኣከባን ዝርርብን ምስ ኣቦና ቅሺ ንገብር

ከሞኡዎን ናይ ቤተክርስቲያን ኣገልግሎት ኩሉ ግዜ ሮቡፇ ናይ ምሸትን ክምኡውን ቅዳም ምሽእት ካብ ሰኣት 6 ክሳብ ስኣት 7 ምስ ኣቦና ቀሺ ብምትሕባር ናይ ንስሓን ካልእን ንገብር

ኩሉ ግዜ ሰንበትበትውን ካብ9:30ክስኣብ11 ናይ ቅዳሴ ኣገልግሎት ንህብ ድሕርዚውን ብሓንሳብ ናይ ቁርሲ መደቭ ኣሎ ዝኮን ንቁርሲ ዝክአውን ንማላእ